ኣብ ክልል ትግራይ፡ ካብኡ ሓሊፎም’ውን ኣብ ኢትዮጵያ ኣዝዮም ስሙያት ስነ-ጥበበኛታት ከም ደረፍቲ፡ ተዋሳእቲን ሙዚቀኛታት ዘፍረየት “ሰርከስ ትግራይ” ኣብ ቀረባ ግዜ መበል 30 ዓመት ምምስራታ ...
ፕረዚደንት ጆ ባይደን ኣብ ዝኽሪ 80 ዓመት ዝኽሪ ወራር ኖርማንዲ ኣብ ዝተሳተፈሉ እዋን ኣንጻር ወራር ሩስያ ሓድነት ጸዊዑ። ኣብ ካልኣይ ኲናት ዓለም ኣንጻር ናዚ-ጀርመን ኣብ ወሰን ባሕሪ ኖርማንዲ ...
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኣብ ሃገራት ትሕቲ ሰሃራ ዞባታት ሳሕል ዑደት የካይድ ዘሎ ዝለዓለ ዲፕሎማት ሩሲያ ወታሃደራዊ ሓገዝ ከም ዝህብ ቃል ኣትዩ። ሞስኮ ኣብቲ ማዕድናት ብብዝሒ ዝርከቦ ኽፋል እቲ ኣህጉር ...
ብውሑዱ ትሸዓተ የመናዊያን ሰራሕተኛታት ኤጄንስታት ሕቡራት ሃገራት ብዘይተነፀረ ኩነታት ብተዋጋእቲ ሑቲ ኣብ ቀይዲ ምእታዎም ሽሞም ክግለፀሎም ዘይደለዩ ሰበስልጣን እቲ ዞባ ንኣሶሴይትድ ፕረስ ገሊፆም። ...
ሓፈሻዊ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት ትማሊ ሓሙስ ኣብ ኒው-ዮርክ ኣብ ዝገበሮ ምርጫ፡ ንሶማል ንናይ ክልተ ዓመት ግዜያዊ ኣባል ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ገይሩ መሪጹዋ። ሶማል ብሞዛምቢክ ተታሒዙ ዝጸንሐ ...
France: U.S. President Joe Biden marked the 80th anniversary of D-Day on Thursday by saying “we will not walk away” from the ...
ዶናልድ ትራምፕ ቤት ፍርዲ ኒው-ዮርክ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብኣልዕሊኦም በደል ከም ዝተፈፀመ ይገልፁ። ዳኛ ይግባይ ንኽብሉ እኹል ምኽኒያት ሂቡዎም ኣሎ። ...
ኣብ ኣመሪካ ኣብዚ ሕጂ እዋን ተማሃሮ ካልኣይ ደረጃ፣ ኮሌጃትን ዩኒቨርስታትን ዝምረቕሉ እዋን እዩ። ኣቤል ሃይላይ ከበደ ብዓውዲ መጥባሕቲ ስኒ ካብ ዩኒቨርሲቲ ሜሪላንድ ዝተመረቐ ኽከውን ከሎ ኣቤል ...
ራሄል ዮሃንስን ሩት ዮሃንስን ናይ ባዕለን መኣዲ ስራሕ ብምፍጣር ኣብዚ እዋን ኣከፋፈልቲ ቡን: ቆጽሊ ሻሂን ቀመማት ሻሂ ዝኣመሰሉን ኮይነን ይሰርሓ'ለዋ። ብፍላይ ዋሽንግተን ዲሲ መደበረን ክኸውን ...
ሶማል ኣብ ሃገራ ዘለዉ ኢትዮጵያውያን ዓቀብቲ ሰላም ከም ተውጽኦም ኣፍሊጣ። ሓደ ላዕላዋይ በዓል-ስልጣን ሶማል ትማሊ ሰኑይ ከም ዝበሎ፡ ኢትዮጵያ ነቲ ምስ ሶማሊላንድ ዝፈረመቶ ኣሰሓሓቢ ውዕል ወደብ ...